ንኹሉ መድረኽ ነናቱ ወለዶ ኣለዎ። ነፍሲ ወከፍ ወለዶ ድማ ኣብቲ ናቱ መድረኽን እዋንን ግዜ ዝሓቶ ዕማም ክዓምም፡ብግዲ ይኸውን። ኣብ ከም ሃገርና ዝኣምሰላ ሃገራት መንእሰያት ኣብ ዘዘመኖም ነናቶም ኣስተዋጽኦ እንዳገበሩን፡ኩነታት ንምልዋጥ ዓቢ እጃም እንዳተጻወቱን’ዮም ሓሊፎም።ብዙሕ ኣብ ዝርዝር ከይኣተና መንእሰያት ኤርትራ ዝተፈላለየ መግዛእታዊ ብድሆታትን ዓመጽን ምስኡ ተትሓሒዙ ዝመጽእ ማሕንቖታትን ንምብንጣስ ክሳብRead More →