ሚኒስተር ብርሃነ ኣብርሀ   ኣብዚ እዋን ዋግዋጎ እዋን ጽልግልግ ፍርሒ ዝዓንደረሉ እዋን ሕግብግብ ሚኒሰተር ብርሃነ ኣብርሀ እምበር ድምጹ ኣስሚዑ ኣብ ከብዲ ሓርገጽ ኮይኑ ንሞት ደፊሩ ሳምዕ ኮይኑ ንሓቂ መስኪሩ እዱድ ጥልመት ኢሰያስ ብኣዋጅ ምስ ኮነ ቀይደ በትኽነት ዶብ ምስ ሰገረ የገርም መዓስ ኮይኑ ህዝቢ ኤርትራ እንተሓረነ ከመይ ክውሓጠሉ? ኣሽሓትRead More →