ኣየ ‘ጎብየ’፡ ትጎዪ ኣብዘይጉየ ኣክሊል ሃይሉ “ሓምሳ ኣእዱግ መራሒኦም ኣንበሳ፡ ዳርጋ ኣናብስ፡ ሓምሳ ኣናብስ መራሒኦም ኣድጊ ድማ ኣእዱግ” ዝብል ብሂል ቀዳሞት ኣገዳስነት ብሉጽ መሪሕነት የመላኽት። ሃገር ልዕሊ መራሒኣ ክትዓርግ፡ ክትሰርር ወይ ጸብለል ክትብል ኣይትኽእልን። ንላዕሊ ‘ተበለ ንላዕሊ ትብል፡ ንታሕቲ ‘ተበለ ድማ ባይታ ትዘብጥ። መሪሕነት ልዑል ስነ-ሓሳባዊ ብቕዓት ዝሓትት ጻውዒት’ዩ። ናይ’ቲRead More →

ኣይፋል ንተሞክሮ ፍሽለት! ኣክሊል ሃይሉ ህዝቢ ኤርትራ ገርሂ እዩ። እዚ ግርህነቱ ንህዝቢ ኤርትራ ብተደጋጋሚ ብዙሕ ኣደራዕ ክወርዶ ኣሳጢሕዎ እዩ። ነገስታትን መሳፍንትን ኢትዮጵያ ዘውረዱሉ ሃስያን ራስያን ጸብጺብካ ዝውዳእ ኣይኮነን። እቲ ክሳብ ሕጂ ግዝኣት ቱርኪ እናተባህለ መመሰሊ ኮይኑ ዘሎ ናይ ቱርካውያንን ግብጻውያንን’ውን ከመይ ኢልካ ይርሳዕ፧ ድሕሪኡ’ውን በቶም ንኣፍሪቃ ክጎዛዝይዋ ዝመጹ ገዛእቲ፥ ጥልያንንRead More →

ሃገራዊ ኣፈርክቡ ብባህልቢ ማልክ ብዛዕባ እዚ ኣብ ሃገርና ተፈጢሩ ዘሎ ሓዲሽ ኩነታት ዳርጋ ንነብሰወከፍ ኤርትራዊ ተረዲኡዎ ዘሎ ጉዳይ ስለዝኾነ ኣብኡ ኣትየ ብዙሕ ኣይክዛረብን እየ።እቲ ኣታሓሳሳቢ ኮይኑ ዘሎ ጉዳይ እንታይ ይገበር ዝብል ሕቶ’ዩ። እቶም ኣብ ሰደት ዘለና ኽ እንታይ ክንገብር ይግባኣና፣ እንታይ ከ ክንገብር ንኽእል ዝብል እዋናዊ ሕቶ’ዩ። ናይ ደንበ ተቓውሞRead More →

ኤርትራዊ መንነት ከውሒ’ዩ ኣንታ ተውቂሩ ዘይንድል ኣስሒት’ዩ ኣንታ ተውቂዑ ዘይነጽል ካብ ነፍሲ ወከፍ ስድራ እስትንፋስ ዝሓተተ ምድረ-ባሕሩ ብሓደ ዝመከት ሕጂ ዲዩ ክምህ ክብል ብዳንኬራ ህላ ተደመሮ ሰላሕታ ወራር ኣምኪኑስ ፎኾስኮስ ዙሮት ክስዕሮ ኣብቲ ሓደ ንዓስርተ ዝነበረ ግብግብ ኣብቲ ጸላም እዋን እኳ መንነቱ ዘይበለ ግብ ንስለ ኤርትራዊ መንነት ክንደይ ዲዩ ሓሊፉRead More →

A Story of Love and Sacrifice of an Unsung Hero: Berhane Tesfamariam (Wedi Balilla) Hidray and Kiki Berhane share story of martyr Berhane Tesfamariam aka Wedi Balilla. Here is a story of an unsung hero, who was martyred at the torture chambers of an Ethiopian prison in Asmera. His storyRead More →

ስብሓት ኣበራ ምራጭ 1930 – 2018 ‘ቃል ስብሓት ኣይዕጸፍን እዩ። ካብቲ ሓጺን ኣቻዮ መገዲባቡር ድማ ይጸንዕ።’ ቪኬቲ ፡ ጠበቓ ናይ ስብሓት ፡ ኣብ ቤትፍርዲ ፡ ጥቅምቲ 1961 ብዙሓት ሰባት ፡ ቤተሰብን ፈተውትን ከይተረፈ ፡ ንስብሓት ኣበራ ምራጭ ንፈልጦ ኢና ፤ ይብሉ እዮም። ኮይኑ ግና ስብሓት ኣብ ገዛውትናን ከተማናን ፡ ዓድናን ሃገርናን ኣብ ብዙሕ መድረኻት ንነዊሕ ግዜ ስለ እተዋስኤ ፡Read More →

  https://assenna.com/heart-breaking-call-by-nathan-alazar-son-of-pfdj-victim-to-all-eritreans/ To Learn More About ato Alazar Mesfin, Nathan’s father, please click on the link below: Alazar was the son of Mesfin Gudum and Misla Debessai.  He is one of five boys and two girls.  Five of them joined the Eritrean liberation struggle. Fikre Mesfin and Aron Mesfin sacrificedRead More →

ማእሰርቲ ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ንዅንን እዞም ክታምና ኣብ ታሕቲ ኣንቢርና ዘሎና ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ፡ ነቲ ትማሊ 17 መስከረም 2018 ብኣባላት ጸጥታ ምልካዊ ስርዓት ኣቶ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ዚተፈጸመ ማእሰርቲ ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ኣጥቢቕና ንዅንን። ምኽንያት መእሰሪኡ ንምልኪ፡ ክድዓት፡ ብልሽውናን ዓመጽን ናይቲ ስርዓት ዘቃልዕ ክልተ ቅጺ ዚሓዘ መጽሓፍ ስለዝደረሰን ስልጣን ብስሩዕ ሰላማዊ ኣገባብ ናብ ህዝቢ ኤርትራRead More →