ሎሚ ዕለት 24 ግንቦት ዝኽሪ መበል 27 ዓመት ኤርትራ ሃገርና ነጻ ዝወጸትሉ ዕለት ኢዩ። መዓልቲ ናጽነት ኣብ እነብዕለሉ ዘሎና ግዜ፣ ህዝብና ን27 ዓመታት ኣብ ትሕቲ ኣርዑት ምልካዊ ጉጅለ ህግደፍ ጌና ይሳቐ ከም ዘሎን፣ ኤርትራ ሃገርና ብሰንኪ አረመናዊ ምሕደራ ህግደፍ አብ ቃራና መንገዲን፣ አብ መንጎ ምህላውን ዘይምህላውን ኩነታት ትርከብ ምህላዋ ርኡይRead More →

ብዕለት 18/05/2018 ኣብ ከተማ በርን ከባቢ 3000 ዘኾኑ ኤርትራውያን ሓተቲ ዕቁባ ኣብ ሃገረ ስዊዘርላድ ከሙኡ,ውን ስዊዛውያን የዕሩኽ ዝርከብዎም: ኣብ ቅድሚ ቤተ ጽሕፈት ፈደርላዊ መንግስቲ ሰዊዘርላንድ (Bundesplatz) ብዓይነቱ ፍሉይ ዘኾነ ሰፊሕን ዕውቱን ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ:: እዚ ሰልማዊ ሰልፊ ብኮሚቴ መኣዲ ዘተ ኤርትራውያን ንፍትሒ ዝተመደበ ኮይኑ: ምስ ተዳናገጽቲ ሰደተኛታት ዝኮኑ: ስቪክ ማሕበራት:Read More →

ቅድሚ ዅሉ፡ ንዅሉኹም እቶም ኣብቲ ብዛዕባ (1ይ) ጕዳይ ዶብ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር-ነበር ኢትዮጵያ ኣብ ኪጋሊ፡ ርዋንዳ፡ ዝገበርኩዎ ቃለ-ምልልስን (2ይ) ምልዓል እገዳ ዝጸሓፍኩዎ ዓንቀጽን፣ ርእይቶታት ዝለገስኩምን ሕቶታት ዘቕረብኩምን ተሳተፍቲ ክትዕ FB ብልቢ አመስግን። ኣስዒበ፡ ሕጽር ዚበለ ጽማቝ ርእይቶ አቕርብ። (1ይ) ጕዳይ ምምልካት ዶብ፡ ጕዳይ ምንስሓብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ልኡላዊ መሬት ኤርትራ፡Read More →

ዳርጋ ሓሙሽተ ዓመት ኣቢሉ ይገብር፡ ማዕበል ተቓውሞ ሓፋሽ ንግብጻዊ ውልቀመላኺ ሑስኒ ሙባረክ ካብ ስልጣኑ ቦርቂቑ ባሕጎጎ። መብዛሕቲኦም ናይ ውሽጥን ናይ ወጻእን ተዓዘብቲ፡ ግብጺ ኣብ ጎደና ዴሞክራሳዊ መጻኢ ከም ዘላ ኣመኑ፡ ገሊኦም ‘ውን ካብኡ ሓሊፎም ዴሞክራሲ ኣብ ዝብጻሕ በጺሓ’ያ ኢሎም ኣወጁ። እንትኾነ እቲ መሓመድ ሙርሲን ሰልፊ እስላማዊ ሕውነታዊ ማሕበር ንናጽነትን ፍትሕንRead More →

Will Donald Yamamoto finish what Susan Rice, Richard Holbrooke and Anthony Lake started? Semere T. Habtemariam At the end of April 2018, Donald Yamamoto visited Eritrea, Djibouti and Ethiopia.He is the highest-ranking US diplomat to visit Eritrea in over a decade. Many things have changed in the region, but theRead More →

ንዝኽሪ ነብስሄር ኣቦና ሓጅ ሙሳ መሓመድ ኑር  ማሕበረ ኮም ኤርትራውያን ኣሜርካውያን ዳላስ ቴክሳስ ሰመረ ተስፋሚካኤል ሃብተማርያም መድረኽ ሃገራዊ ዘተ   ሰብ ከይሞተ መሸላ ከይሰወተ ኣይትፍረድ ይብሉ ኣቦታት።ሕሉፍ ዘይብሉ ጻድቅን መጻኢ ዘይብሉ ሓጢኣን ስለዘየለ።ነዚ ተገንዚቦም ድማ “ክታምካ የጸብቕ” ኢሎም ይምርቑ። ሎሚ መዓልቲ ንኽታሙ ዘጸበቐሉ ኣቦና፡ ነብስሄር ሓጅ ሙሳ መሓመድ ኑር፡ ክንዝክርን ከነኽብርንRead More →

ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዊዓ ብሰንኪ እምነተን ማለት ተኸተልቲ ጽንጠ ቆስጢ ብሙኻነን ተኣሲረን ዝጸንሓ ክልተ ደቀንስትዮ ብሰንኪ ኣብ ልዕሊአን ዘጋጠመን ጾታዊ ዓመጽ ዓሪፈን። እተን ክልተ ደቀንስትዮ ድሕሪ እቲ ኣብ ልዕሊአን ዘጋጠመ ዓመጽ መግቢ ናይ ምሕሳም ኣድማ ክገብራ ምጽነሐን ዝፍለጥ ኮይኑ  ብዕለት 12መጋቢት 2017  ኣብ ምድካመን ናብ ሆስፒታል ባጽዕ እካ እንተተወሰዳ ብዕለትRead More →

ናብ ስግረዶብ ዝጓዓዙ ዝነበሩ ዜጋታት ኣብ ከባቢ ማህሚመት ምስ በጽሑ ብስለያ ምክትታል ዶባት ሰሜናዊ እዚ ኣብ ልዕሊኦም ብዝተኸፈት ቶኽሲ ሓንቲ ጓልኣንስተይቲን ሓደ ትሕቲ ዕድመ ቆልዓን ሞይቶም። ብመሰረት ሓበሬታ ምንጭታትና፤ እቶም ንስግረ ዶብ ዝኸዱ ዝነበሩ ጉጅለ ዝጓዓዙላ ዝነበሩ ቶዮታ መኪና ኣብ ልዒልኣ ቶኽሲ ምስተኸፈተ ከምእተገምጠለት፤ ብኡ ንብኡ ድማ ሓንቲ ጓለንስተይቲን ሓደ ቆልዓንRead More →