ዳርጋ ሓሙሽተ ዓመት ኣቢሉ ይገብር፡ ማዕበል ተቓውሞ ሓፋሽ ንግብጻዊ ውልቀመላኺ ሑስኒ ሙባረክ ካብ ስልጣኑ ቦርቂቑ ባሕጎጎ። መብዛሕቲኦም ናይ ውሽጥን ናይ ወጻእን ተዓዘብቲ፡ ግብጺ ኣብ ጎደና ዴሞክራሳዊ መጻኢ ከም ዘላ ኣመኑ፡ ገሊኦም ‘ውን ካብኡ ሓሊፎም ዴሞክራሲ ኣብ ዝብጻሕ በጺሓ’ያ ኢሎም ኣወጁ። እንትኾነ እቲ መሓመድ ሙርሲን ሰልፊ እስላማዊ ሕውነታዊ ማሕበር ንናጽነትን ፍትሕንRead More →