ኣብ ወጻኢ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ዜጋታት ብምፍርራሕ ነቲ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ እትእክቦ ምስክርነታት ግፍዕታት ህግደፍ ክብርዝ ዝፍትን ዘሎ ህግደፍ፡ ነቶም ሒደት ተሪፎሞ ዝነበሩ ዝመሻኸኑሉ ዜጋታት ክኸስሮም’ዩ ዝቃረብ ዘሎ። መብዛሕትኦም ንህግደፍ ክሳዕ ሕጂ ክድግፍዎ ዝጸንሑ ዜጋታት ኣብ መጻኢ ለውጢ እንተኣርኣየ ብዝብል ተስፋ እምበር፡ ህግደፍ ኣእዳዉ ካብ ደም ንጹሃት ኤርትራውያንRead More →

ኣብ ኤርትራ ብዘሎ ዓማጺ ኩነት ተሳጒጎም ናብ ስደት ብዛዕባ ዘምርሑ ዘለዉ ዜጋታት እታ ሃገር መቸም ዕለታዊ ከይተዘርበሉ ኣብ ዘይሕለፍ ግዜ ኢና በጺሕና እንርከብ። ብፍላይ ቊጽሪ ናይቶም ካብ ሃገሮም ወጺኦም ጉዕዞ ሰሃራ በዲሆም ማእከላይ ባሕሪ ሰጊሮም ናብ ኣህጉር ኤውሮጳ ዝሰግሩ ኤርትራውያን መንእሰያት ምስ ጠቕላላ ብዝሒ ህዝቢ ኤርትራ ተዛሚዱ ዘስደምም መልክዕ ሒዙRead More →

ሓደ ካብቶም – ምናልባትውን እቲ ዝፈረየ ካብኦም- ንሓርነታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብርቂ ዝገብርዎ ረቓሒታት : ዕዙዝ ተሳታፍነት ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ኣብቲ ነዊሕን መሪርን ጉዕዞ ገድሊ ኤርትራዩ። ‘’ተሳታፍነት’’ ዝብል ቃል ንባዕሉ ንመስተንክር ግደ ደቅንስትዮ ኤርትራ ዝገልጽ ኣምር ኣይኮነን – ምኽንያቱ ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ‘’ተሳቲፈን ‘’ ጥራይ ዘይኮና : ኣሳቲፈን – መሪሐን – ኣልየንRead More →

“ናትይ ዝብላ ሃገር ዘኽታም ገይራትኒ።” …. እዚ ዘረባ እዚ ብሕሳስ ልደ ጓሉ ነቲ ንሱን ብጾቱን ብምዃን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዝጸውዐ`ሞ ብመንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝተኻየደ ምእሳር ጸዋዕቲ ለውጢ ብ 18 መስከረም 2011 ዝተዳጎነ ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ ነበር ተጋዳላይ ጴጥሮስ ሶሎሙን – መኣዛ ጴጥሮስ ዝተዘርበ ተንካፊ ሓረግ እዩ። ብ 1997 ኣብ ኣስመራ ዝተወልደትRead More →