Eritrea’s 27th Independence Day: Tempo Afric TV conducted an interview with Dr. Assefaw Tekeste, and EPLF veteran and president of the Board of the Forum for National Dialogue and Mr. Habtom Yohannes, journalist and veteran activist. Dr. Assefaw Tekeste and Mr. Habtom Yohannes on Eritrea’s 27th Independence DayRead More →

ዓባይ ሃገራዊት ወናም ድምጻዊት ጸሃይቱ በራኺ ብሓሙስ ዕለት 24 ግንቦት ኣብ ሆላንድ ከተማ ሮተርዳም ብሞት ተፈሊያትና። ዕርፍቲ ሓርበኛ ድምጻዊት ጸሃይቱ ምስ ተሰምዐ ኣብ ምሉእ ዓለም ተዘርጊሖም ዝርከቡ ደቂ ኤርትራ ከቢድ ሓዘን ከም ዝተሰመዖም ዝገልጽ ጽሑፋት ኣብ ሶሻል መድያ ክቃላሕ ጀመረ። ስምሓርበኛ ድምጻዊት ጸሃይቱ በራኺ ኣብ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብወርቃዊRead More →

ሎሚ ዕለት 24 ግንቦት ዝኽሪ መበል 27 ዓመት ኤርትራ ሃገርና ነጻ ዝወጸትሉ ዕለት ኢዩ። መዓልቲ ናጽነት ኣብ እነብዕለሉ ዘሎና ግዜ፣ ህዝብና ን27 ዓመታት ኣብ ትሕቲ ኣርዑት ምልካዊ ጉጅለ ህግደፍ ጌና ይሳቐ ከም ዘሎን፣ ኤርትራ ሃገርና ብሰንኪ አረመናዊ ምሕደራ ህግደፍ አብ ቃራና መንገዲን፣ አብ መንጎ ምህላውን ዘይምህላውን ኩነታት ትርከብ ምህላዋ ርኡይRead More →

ኤርትራ: 1961-1991 ድሕሪ ምውዳእ ካልኣይ ኩናት ዓለም : ኣብ 1950 ዓ.ም ኤርትራ ብፈደረሽን ምስ ኢትዮጵያ ክትቁረን ብሕቡራት መንግስታት ውሳነ ሓለፈ እሞ: ኤርትራ ብፈደረሽን ምስ ኢትዮጵያ ተቋሪና ትነብር ነበረት:: ይኹን እምበር ናይ ሽዑ ገዛኢ ኢትዮጵያ ዝነበረ ንጉስ ሃይለስላሴ ነቲ ናይ ሕቡራት መንግስታት ውሳነ ብኢደ ዋኒኑ ኣፍሪሱ ንኤርትራ ብሓይሊ ኣካል ኢትዮጵያ ክትከውንRead More →

ዳርጋ ሓሙሽተ ዓመት ኣቢሉ ይገብር፡ ማዕበል ተቓውሞ ሓፋሽ ንግብጻዊ ውልቀመላኺ ሑስኒ ሙባረክ ካብ ስልጣኑ ቦርቂቑ ባሕጎጎ። መብዛሕቲኦም ናይ ውሽጥን ናይ ወጻእን ተዓዘብቲ፡ ግብጺ ኣብ ጎደና ዴሞክራሳዊ መጻኢ ከም ዘላ ኣመኑ፡ ገሊኦም ‘ውን ካብኡ ሓሊፎም ዴሞክራሲ ኣብ ዝብጻሕ በጺሓ’ያ ኢሎም ኣወጁ። እንትኾነ እቲ መሓመድ ሙርሲን ሰልፊ እስላማዊ ሕውነታዊ ማሕበር ንናጽነትን ፍትሕንRead More →

ብዋዕላ ዝተዓርቀ ብሰመረ ተስፋሚካኤል ሃብተማርያም ዝቐረበ ዝረሓቐ ኣዳራሽ መለአ ስዋ ኣባዕከ ኩሉ ተጸንቀቐ ዝሓረቐ ዘይሓረቐ ንሓቂ ተሓለቐ ዝሰገደ ዝቐደሰ ሕጂ ተመረቐ። ዝጠዓየ ዝዓበቐ ኩሉ ብጥንቃቐ ዝትቐጽዐ ዝሓንቀቐ ፍርናሽ ከይረቀቐ ዝጸልመተ ዝበረቐ ኩሉ ኣጸበቐ ዝፈረየ ዝደቐቐ ስለ ዝተጣበቐ። ነገር ኣይደረቐ ዑትሮ ኣይነቐዐ ምድሪ ኣይተነቕነቐ ዋዕላ ኣየጨነቐ ዝበኸየ ዝሰሓቐ ሕጂ ተዓርቀ ንሓባርRead More →

ንዝኽሪ ነብስሄር ኣቦና ሓጅ ሙሳ መሓመድ ኑር  ማሕበረ ኮም ኤርትራውያን ኣሜርካውያን ዳላስ ቴክሳስ ሰመረ ተስፋሚካኤል ሃብተማርያም መድረኽ ሃገራዊ ዘተ   ሰብ ከይሞተ መሸላ ከይሰወተ ኣይትፍረድ ይብሉ ኣቦታት።ሕሉፍ ዘይብሉ ጻድቅን መጻኢ ዘይብሉ ሓጢኣን ስለዘየለ።ነዚ ተገንዚቦም ድማ “ክታምካ የጸብቕ” ኢሎም ይምርቑ። ሎሚ መዓልቲ ንኽታሙ ዘጸበቐሉ ኣቦና፡ ነብስሄር ሓጅ ሙሳ መሓመድ ኑር፡ ክንዝክርን ከነኽብርንRead More →

ድሕሪ’ ቲ ኣብ መፋርቕ 20 ክፍለዘመን ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተወሰነ ዘይፍትሓዊ ብይን: እቲ ብዓንተብኡ ውን ኣንጻር መግዛእቲ ክተኣኻኸብ ዝጀመረ ኤርትራዊ ደምበታት: ቃልሱ ንመሰል ርእሰውሳኔ ክብ ከብል እዩ ተቐሲቡ። መግዛእቲ ንምምካት: ናይ ከልኦት ሃገራት ቃልሲ ብቐንዱ ደማ ሰውራ ኣልጀርያ ከም ኣብነት ብምሕራይ: ብረታዊ ቃልሲ ከም ናይ መወዳእታ ኣማራጺ ተወሲዱ ንቅሎ ንሓርነትRead More →

ኣብ መኽፈቲ ናይቲ ኣብዚ ቅንያት እዚ ዝተኻየደ ዋዕላ መጽናዕትታት ኤርትራ ኣብ ዝተዋህበ ቃል መንግስቲ ኤርትራ፥ ብሰንኪ ዋሕዲ መጽናዕትታት፥ ህዝቢ ዓለም ብዛዕባ ኤርትራ ግጉይ መረዳእታ ከምዘለዎ ድሕሪ ምግላጽ፥ ከም ኣብነት ነቲ ‘ ኣብ ኤርትራ ኩሎም ደቂ ተባዕትዮ እንተወሓደ ክልተ ኣንስቲ ክምርዓዉ ዝግድድ ሕጊ ከምዝተኣወጀ ዝገልጽ ዜና’  ጠቒሱ። እዚ ዜና እዚ ክእመንRead More →