ንኹሉ መድረኽ ነናቱ ወለዶ ኣለዎ። ነፍሲ ወከፍ ወለዶ ድማ ኣብቲ ናቱ መድረኽን እዋንን ግዜ ዝሓቶ ዕማም ክዓምም፡ብግዲ ይኸውን። ኣብ ከም ሃገርና ዝኣምሰላ ሃገራት መንእሰያት ኣብ ዘዘመኖም ነናቶም ኣስተዋጽኦ እንዳገበሩን፡ኩነታት ንምልዋጥ ዓቢ እጃም እንዳተጻወቱን’ዮም ሓሊፎም።ብዙሕ ኣብ ዝርዝር ከይኣተና መንእሰያት ኤርትራ ዝተፈላለየ መግዛእታዊ ብድሆታትን ዓመጽን ምስኡ ተትሓሒዙ ዝመጽእ ማሕንቖታትን ንምብንጣስ ክሳብRead More →

ዋሽንግተን — ካብ መስረቲ ገድሊ ናጽነት ኤርትራን፡ ኣባል`ቲ ጉጅለ-15 ተባሂሉ ዝፍለጥ መብዛሕቲኡ ኣባሉ ዝተኣስረን ኣቶ መስፍን ሓጎስ፡ እቲ ኣዕናዊ ኩናት ምብቅዑን፡ ብኢትዮጵያ ዝተወስደ ስጉምቲ ምትግባር ኮሚሽን ዶብን ጽቡቕ `ኳ እንተኾነ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ዝግበር ዘሎ ኣካይዳን ዝውሃብ ዘሎ ምላሽን ግን እቲ ክንጽበዮ ዝጸናሕና ኣይኮነን ይብል ።   https://tigrigna.voanews.com/a/ኣብ-መስርሕ-ሰላም-ኤርትራን-ኢትዮጵያን-ብወገን-ኤርትራ-ኣሳታፊ-ዝኾነ-ንጹር-ሓበረታ-የለን-ኣቶ-መስፍን-ሓጎስ/4480286.htmlRead More →