Arabic

EID MUBARAK TO ALL

جبهة التحرير الإرترية اللجنة التنفيذية

جبهة التحرير الإرترية اللجنة التنفيذية عقدت اللجنة التنفيذية لجبهة التحرير الإرترية اجتماعاً استثنائيا قيمت فيها

Print Friendly, PDF & Email

EVENTS/ANNOUNCEMTNS

Eritrea National Day

Press Statement Mike Pompeo Secretary of State Washington, DC May 24, 2018 On behalf of

Print Friendly, PDF & Email

ጋዜጣዊ መግለጺ ሰለማዊ ሰልፊ በርን

ብዕለት 18/05/2018 ኣብ ከተማ በርን ከባቢ 3000 ዘኾኑ ኤርትራውያን ሓተቲ ዕቁባ ኣብ ሃገረ ስዊዘርላድ ከሙኡ,ውን

Print Friendly, PDF & Email

ድምጺ መድረኽ – صوت المنتدى

ኣብ እምኒ ደው ኢልካ ኣይንዋሕን

ኣብ ወጻኢ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ዜጋታት ብምፍርራሕ ነቲ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ እትእክቦ ምስክርነታት

Print Friendly, PDF & Email

LEARNING FROM OTHERS

መግለጺ ፈጻሚ ሽማግለ ሰዲህኤ ኣብ ህልዊ ኩነታት ከባቢናን ጻውዒት ንደንበ ተቓውሞን

ፈጻሚ ሽማግለ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) ኣብዚ መመሊሱ ዝጐሃሃር ዘሎን ጽልዋኡ ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን

Print Friendly, PDF & Email

ነቲ ሱዛን ራይስ፡ ሪቻርድ ሆልብሩክን ኣንቶ ኒለክን ዝጀመርዎ ዶናልድ ያማማቶ ክፍጽሞ ድዩ? ሰመረሃብተማርያም ቶርጓሚ፡ጸጉፍሰሃየ

ነቲ ሱዛን ራይስን ሪቻርድ ሆልብሩክን ኣንቶ ኒለክን ዝጀመርዎ ዶናልድ ያማማቶ ክፍጽሞ ድዩ?ብሰመረሃብተማርያም: ቶርጓሚ፡ ጸጉፍሰሃየ ኣብ መጨረሽታ ናይ ሚያዝያ 2018 ዶናልድ ያማማቶ ናብ ኤርትራን ጂቡቲን

Print Friendly, PDF & Email

ናብ ዲሞክራሲ ምብጻሕ: ትምህርቲታት ካብ ዑዉት ምስግጋራት:: ብ ኣብረሃም ኤፍ. ሎዌንዛልን ሰርጅዮ ቢታርን ቶርኋሚ ሰመረ ተስፋሚካኤል ሃብተማርያም

ዳርጋ ሓሙሽተ ዓመት ኣቢሉ ይገብር፡ ማዕበል ተቓውሞ ሓፋሽ ንግብጻዊ ውልቀመላኺ ሑስኒ ሙባረክ ካብ ስልጣኑ ቦርቂቑ

Print Friendly, PDF & Email

Board members' Interviews

Mesfin Hagos’ Interview with Radio Erena

To Listen To Mesfin Hagos’ Interview with Radio Erena, Please Click on the link below.

Print Friendly, PDF & Email

ብዛዕባ መ.ሃ.ዘ.

መድረኽ ብውሑዳት ተመሳሳሊ ተመኵሮ ዘሎዎም ግዱሳት ዜጋታት ብ2013 ተጀመሩ። መጀመርያ እቲ ሓያልን ድኹምን ጎድኒታት ናይ ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ፡ ብፍላይ ድማ እቶም ንምንዋሕ ምልኪ ዝደርኹ ናይ ውሽጥን ግዳምን ረቛሓታት ገምጊሙ። ኣብቲ ገምጋም ተመርኵሱ ንኹሉ ተቓዋሚ ዝጠምር ዝተሓተ ፖለቲካዊ ባይታ ኣለልዩ። ኣብ ሃገርና ብሰላም ለውጢ ንምምጻእ ዘቃላጥፍ ቅርጽን ትሕዝቶን ኣዳልዩ ድማ ንስራሕ ተበጊሱ። እቲ ዝተሓተ ጠማሪ ፖለቲካዊ ባይታ፡ “`ነዚ ንሃገርና ብሒቱ ንህዝብና ዘሳቒ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ኣሊና፡ ኩሉ ዜጋ ብሰላም ዝነብረላ፡ መሰል ነፍሲ-ወከፍ ዜጋ ዝኸብረላ፡

Read More

About FND

In 2013, a group of individuals who shared similar life experiences started the Forum for National Dialogue (FND). At the beginning, the group analyzed the strengths and weaknesses of the dictatorial regime in Eritrea and specifically evaluated the internal and external factors that are helping it to continue and extend its existence. Based on this evaluation, the group came up with a political groundwork which can embrace all ranks of the opposition. As the goal of the opposition is to bring about change and a transition, the FND came up with a fundamental structure and began its work for a peaceful transition.

Read More

Contact Us





Home